SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
00:00
00:00

單集摘要

*** ኣብ ቪክቶርያ ሎሚ ኣቐዲካ ድምጺ ምሃብ ጀሚሩ፡ *** ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። *** ኣዛዚ ሰራዊት ዩጋንዳ ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩጋባ፡ ድሕሪ ወላዲኡ ስልጣን ኣቡኡ ክርከቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። #sbsaudiopodcast

單集

6647-

ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሕዳር 2026)

*** ኣብ ቪክቶርያ ሎሚ ኣቐዲካ ድምጺ ምሃብ ጀሚሩ፡ *** ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። *** ኣዛዚ ሰራዊት ዩጋንዳ ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩጋባ፡ ድሕሪ ወላዲኡ ስልጣን ኣቡኡ ክርከቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። #sbsaudiopodcast

18 Nov 2026
6646-

What are feral and invasive animals in Australia? - ኣብ ኣውስትራልያ መበቆላዊ ዘይኮኑ ኣራዊትን ወረርትን ዝበሃሉ እንስሳታት እንታይ እዮም፧

Feral and invasive animal species are causing significant damage to Australia’s environment and threaten the existence of many native wildlife species. In this episode of Australia Explained learn about feral and invasive animal species in Australia and what is being done to control them. - ኣራዊታውን ወረርቲን ዝኾኑ ዓሌታት እንስሳታት ኣብ ልዕሊ ከባቢ ኣውስትራልያ ዓቢይ ጉድኣት የውርዱን ህላወ ብዙሓት መበቆላዊ ዓሌታት እንስሳ ዘገዳም ኣብ ሓደጋ የውድቑን’ለዉ። ኣብ’ዚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ ትሕዝቶ (Australia Explained) ብዛዕባ ኣራዊታዊ ወይ ናይ ዱርን ወረርትን እንስሳታት ኣብ ኣውስትራልያን ንምቁጽጻሮም እንታይ ይግበር ኣሎን ክንመሃር ኢና።

18 Nov 2026
6645-

"ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መጥቃዕቲ ንዝፍጽም ዝኾነ ይኹን ዉድብ ኢና ንቃወም ዘለና።" ዶ/ር ደስታ ገብረሃዋርያ

ኣብ ትግራይ ዘሎ ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ወተሃደራውን ቁጠባውን ኩነታት ንህዝቢ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣውሪድዎ ይርከብ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ'ውን ከምቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ተጋሩ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ። ነቲ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ደው ክብልን ንማሕበረሰብ ዓለም ድምጾም ንምስማዕን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፍጸም መጥቃዕቲ ንምቅዋምን ኣብዚ ሰሙን ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ መዲቦም ኣለዉ። እዚ ኩነታት ንተጋሩ ኣውስትራሊያውያን ብኸምይ ይጸልዎም ከምዘሎን እቲ ዘሎ ስክፍታን ሻቕሎትን ኣመልኪትና ምስ ኣብ ማሕበረሰብ ትግራይ ሓላፊ ኣድቮኬሲ ግሩፕ ዝኾነ ንዶ/ር ደስታ ገብረሃዋርያ ሓቲትናዮ ኣለና፡ ኣብዚ ትሕዝቶ ቐሪቡ ኣሎ። #sbsaudiopodcast

17 Nov 2026
6644-

ሓሙሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ሕቶ ዑቕባኦም ንዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክሰጓ መደብ ከምዘለወን ኣፍሊጠን። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሕዳር 2026)

*** ሓሙሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ሕቶ ዑቕባኦም ንዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክሰጓ መደብ ከምዘለወን ኣፍሊጠን። ... *** ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ግዝኣት ክዋዙሉ-ናታል ኣብ ሓንቲ ሚኒባስ ሸሞንተ ሰባት ብጥይት ተቐቲሎም... *** ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ንቀርኒ ኣፍሪቃ ምስ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ን ምስ ኣቦ መንበር ናይቲ ብ"ምትሕብባር ንህልውና" ዝፍለጥ ጥምረት ዘመነ ካሰ ዘተ ከምዘካየደ ተገሊጹ። #sbsaudiopodcast

17 Nov 2026
6643-

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026)

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026) #sbsaudiopodcast

16 Nov 2026